ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሪዋና - ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ


ማሪዋና - ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:23 0:00

ማሪዋና - ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ

ማሪዋና ኣብታ ብፖለቲካ ዝተኸፋፈለት ኣመሪካ ሳሕቲ ዘሰማምዕ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። 88% ኣመሪካዊያን እንተወሓደ ብከፊል ሕጋዊ ክኸውን ከምዝድግፉ መዐቀኒ ርእይቶ ህዝቢ ይገልፅ። እንተኾነ ግን ተሓለቕቲ ካኒባስ ዋላ ሓዲኦም ካብቶም ፕረዚደንታዊ ተወዳደርቲ ነቲ ዝለዋወጥ ኣረኣእያታት ግልፂ ኣይኮኑ ዘለው።

ዳርጋ ሰለስተ ርብዒት ኣመሪካዊያን ማሪዋና ንጥዕናዊ ሕክምና ሕጋዊ ኣብ ዝገበራ ክፍለ ግዝኣታት ይነብሩ።ፍርቂ ህዝቢ ድማ ማሪዋና ንመዘናግዒ ምጥቃም ኣብ ዝፈቐዳ ክፍለ ግዝኣታት ይነብሩ። እንተኾነ ግን ካናቢስ ብፌደራል ሕጊ ዘይሕጋዊ ኮይኑ ቀፂሉ ኣሎ።

ክቕየር ኣለዎ ኢሎም ዝሓስቡ ብዝሒ ዘለዎም ኣመሪካዊያን ኣድመፅቲ ካናቢስ ነቶም ፕረዚደንታዊ ሕፁያት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ብፍላይ ናይ መናእሰይ ድምፂ ንምርካብ ሰናይ ኣጋጣሚ እዩ ኾይኑሎም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG