ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጻንሖት ምስ ኣቶ መኮነን ምስግና -- ኣብ ጉዳይ ናጽነት ፕረስ ኤርትራ


ጻንሖት ምስ ኣቶ መኮነን ምስግና -- ኣብ ጉዳይ ናጽነት ፕረስ ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:47 0:00

ጻንሖት ምስ ኣቶ መኮነን ምስግና -- ኣብ ጉዳይ ናጽነት ፕረስ ኤርትራ

ምሩቕ ስነ-ጋዜጠኝነትን ኣብ ፈለማ ናጽነት ኤርትራ ንጋዜጠኛታት ናይ ሽዕኡ ክፍሊ ዜናን ባህሊን ስልጠና ዝሃበን ኣብ ኤርትራ መደበር ረድዮ ናይ ምኽፋት ሕልሚ ዝነበሮን መኮነን ምስግና፡ ምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ብምግባር ጋሻና ጌርናዮ ኣሎና። ኤርትራ እትመርሐን ኣብ ደረጃታት ናጽነት ፕረስ ዝተሓተ መዕቀኒ ዘመዝገባ ሃገራት ዘለወን ፍልልይን ተመሳልነትን፣ ዕፈና ናጻ መድረኻት ኣብ ኤርትራውያን ፈጢሩዎ ብዛዕባ ክህሉ ዝኽእል ተደማማሪ ሳዕቤን፣ ተራን ድሩትነትን ካብ ደገ ዝፍነዋ ናጻ መራኸቢታት ወዘተ. ኣልዒልና ኣዋጊዕና ኣሎና።

ነባሪ ጀርመን ዝዀነ ኣቶ መኮናን ንዝሓለፉ ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ኣብ በበይኑ ቦታታትን ብዝፈተላለየ ጽፍሒን ኣብ ፖሊሲታት መዲያ ምምኻር፣ ተበግሶታት ምምራሕን ኣብ ትግባረ መደባት ኣብ ምስራሕን ክነጥፍ ዝጸንሐን ዘሎን ዜጋ’ዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG